Products
-
ውሑስ መሰረት
Courseመንፈሳዊ ህይወት፡ ውሑስ መሰረት ዘለዎ ኪኸውን ዝገብርን፣ ዝሕግዝን፡ ዓሚቕ ሓቂ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ትምህርቲ ሓድሽ ኪዳን እዩ። ንቓል ኣምላኽ ኣብ ህይወትና ቀጻሊ ክንዘርኦን፡ ፍሪኡ ክንዓጽድ ዝገብረናን፣ ቀዳማይ ክንሰርዖ ዝድርኸናን፡ ምህሮ እዩ።
$0.50
-
ፈውሲ
Courseፈውሲ፡ ዝብል ኣርእስቲ፡ ብዙሓት ኣመንቲ ጌና ብትኽክል ዘይተረድእዎ መለኮታዊ ሓቂ እዩ። ንቓል ኣምላኽ ብንጹር ክንፍልጦን፣ ነቲ ኩሉ ሳዕ ሰናይ ጥራይ ዝኾነ ፍቓድ ኣምላኽ ብንጹር ክንፈልጦን፣ ክንነብረሉን፣ ንቤትናን፣ ንኻልኦትን ምኽኒያት ፈውሲ ኽንከውን ዝገብረና ምግላጻት መንፈስ ቅዱስ ዝተመልአ ምህሮ የሱስ ክርስቶስን፣ ሓድሽ ኪዳንን እዩ።
$0.50